06/05/2026
✅ ኩለኹም ተዓዲምኩም ኣለኹም! ነፃ ሴሚናር!
⚡ ኣብ ፈታኒ እዋን እውን እንተኾነ ናይ ኣእምሮና ጥዕና ምሕላው ኣገዳሲ እዩ።
🧠 ኣእምሮና እቲ ዝዓበየ ንብረትና እዩ።
🌿 ዝተፈላለዩ ኣሉታዊ ፅዕንቶታትን ጭንቀትን ከመይ ከምንኣልዮም ብፍላይ ድማ ምስቲ ሕዚ ዘለናዮ ኹነታት ድርብ ዝኾኑ ኣሉታዊ ፀቕጥታት ከመይ ክነመሓድሮም ከምዘለናን ኣእምሮና ጥዕንኡ ከመይ ከምንሕልዎን እንመሃረሉ ፍሉይ ናይ ነፃ ሴሚናር ካብቶም ብዙሕ ዓመት ኣብቲ ዓውዲ ልምዲ ዘለዎም መምህር Gebremedhin Ayallew Dejenie ክንመሃር ንዓርቢ ሚያዝያ 30 ሎሚ ቆፀሮ ንሓዝ!
✅ እንቅበሎ በዝሒ - 40 ወንበር ጥራሕ!
🪑 ዝተረፈና ዘይተትሓዘ ቦታ - 18 ወንበር!
💢 ቦታ ንምሓዝ ኣብ ኮመንት ዘሎ ሊንክ ይጠቐሙ!
📌 ርእሲ - ምእላይ ጭንቀት
📅 ዕለት፡ ሚያዝያ 30
⏰ ሰዓት - 08:00 ድሕሪ ሰዓት ብኣቆፃፅራ ግእዝ
📍 ቦታ፡ ሊሎ ዲጂታል ኣካዳሚ
🤝 ብምትሕብባር: Lilo Digital Academy × Tinsae Training and Consultant Center x Moya Link ሞያ ሊንክ
✨ ኣእምሮና ንምሕብሓብ ሎሚ ሓደ ስጉምቲ ንውሰድ!
--------